• No results found

Tigrinja - SIP för brukare

N/A
N/A
Protected

Academic year: 2022

Share "Tigrinja - SIP för brukare"

Copied!
2
0
0

Loading.... (view fulltext now)

Full text

(1)

2 3

መብዛሕቱ ግዜ ሓደ ካብቶም ርክብ ዘሎኩም ኣብቲ ኣውራጃ ወይ ኮሙን ኣመመ ወይ ሓሳብ ይህቡ ክትጽሕፉ ከምዘለኩም።

ባዕሉኹም ውን ሓሳብ ከተቕሩቡ ትኽእሉ።

እንተ ዳኣ SIP ዘይደለኹም ናይ ግዲ ክህልወኩም የቡሉን። እንተ ዳኣ SIP ኣይደለኹሙን እቲ ክንክንን ደገፍን

ዘድሊየኩም ይማላኣልኩም።

ባዕሉኹም መን ከምዝኸውን እቲ ኣዋሃሃዲ ናይቲ ነደፈ ትመርጹ። ን ኣበንት እቲ መራኽቡ ሰብ ማለት ኮንታክትፐርሶን (kontaktper- son) ክኸውን ይኽእል።

እንታይ ይገብር እንተ ዳኣ SIPደልየ?

1. SIP ክህሉወኩም ምስ ወሰንኩም ባዓል መን ተኻፊሎም እቲ ነደፈ ከዳሊው ብምምራጽ ትጅሙሩ። እቶ ዝመረጽካዎም ሰባት ኣብ ሓደ ርክብ ወይ ኣኸባ ትረኽቦም። ኩሎም እቶም ስርሒት ደገፍ ዝቡኹም ኣብቲ ርክብ ክህሉዉ ይሓይሽ እንተ ኾነ ግን ገሊኦም ክትገድፉዎም ትኽእሉ። ኣዝማድ፣

ወኪል፣ ማሕበር ውሕስነት (Försäkringskassa)፣ ናይ ዒዮ ትካል

(Arbetsförmedling) ከምእ ውን ቤት ትምህርቲ ክትዕዱሙ ትኽእሉ ናብቲ ርክብ። ኣገዳሲ ኢዩ ኩሎም እቶም ተኻፈልቲ ቕድሚ እቲ ርክብ ክቕረቡ።

እንታይ ይኸውን ድሕሪኡ?

ጹቡቕ ኢዩ እንተ ዳኣ ካብ ዝተፋላለየ ቦታ ደገፍ ኣሎኩም፣ ን ኣብነት ናይ ጥዕናን ክንክንን ወይ ተሃድሶ ንጥፈት ካብ ኣውራጃ ትረኽቡዎ፣ ናይ ቐለብ ደገፍ፣ ናይ ገዛ ደገፍ፣ ክንክን ወይ ውን መንበሪ ካብታ ኮሙን ትረኽቦ። ማለት ድም የቃልለልካ እቲ ሓገዝ ዘድሊየካ ን መሰል ዘለካን ክትጸልዎ። ከምእ ውን መን ን መንታይ ሓላፍነት ከምዘሎዎ የሪኢ።

ንስኹም ባዕልኹም ትውሱኑ ኣብቲ ነደፈ እንታይ ከምዝጥቕልል። ን ኣበነት እንታይ ዕላማ ከምዘለኹም ከምእ ውን እንታይ ዓይነት ክንክን፣ ኣገልግሎት ወይ ደገፍ ክምዘድሊየኹም ነቲ ዕላማኹም ክትበጽሑ።

እንታይ ማለት ኢዩ ዝተዋሃሃደ ወይ ዝተወደበ ናይ ነብሲ ወከፍ ነደፈ (SIP)?

ኣብቲ ዝተዋሃሃደ ወይ ዝተወደበ ናይ ነብሲ ወከፍ ነደፈ ንስኹምን እቶም ስርሒት እዚ ዝስዕብ ትጽሕፉ:

• እንታይ ኣድላይነት ኣሎኩም ሕጂ

• እንታይ ዓይነት ደገፍን ሓገዝን ከም ትረክቡ፣ እንታይ ኢዩ ዕላሞኦም፣ ማለት ኢቲ ደገፍ ከምእ ውን ማዓስ ይውዳእ

• እቲ ትኽክል ደገፍን ሓገዝን ክባኹም እዘን ስርሒት እንታይ ክገብራ ከምዝኽእላ

• መን ምኾኑ እቲ ቐንዲ ሓላፍነት ዘሎዎ ነቲ ዝተዋሃሃደ ወይ ዝተወደበ ናይ ነብሲ ወከፍ ነደፈ ከምእ ውን መን ሓላፍነት ኣሎዎ ን እንታይ

• ንስኹምን እተን ስርሒትን ከመይ ገርኩም ከምት ስዕቡዎ ከምእ ውን ገምገመ ትወስዱ ብዛዕባ እቲ ደገፍ ትቕበልዎን ኣብ ክንደይ ጊዜ ከምትገብሩዎ

• ማዓስ ከምተቆርጹዎ እቲ ምትሕብባር

2. ኣብቲ ርክብ ወይ ኣኼባ ኩሎም ተሓጋጊዞም ዝተዋሃሃደ ወይ ዝተወደበ ናይ ነብሲ ወከፍ ነደፈ (SIP) ይጽሕፉልኩም። እንታይ ከምትደልዩን እንታይ ከምዘድሊየኩሙን ት ዛራረቡ።

3. ድሕሪ ቑሩብ ግዜ ድሕሪ እቲ ርክብ ኩላትኩም መሊስኩም ትራኸቡ። ኣብቲ እዋን እቲ ናይቲ ነደፈ ደገፍ ከመይ ከምዝሰረሔ ትነግሩ ከምእ ውን እንተ ዳኣ እቲ ዕላማ ዘይተቐየረ። እንተ ዳኣ ገለ ነገር ክቕየር ደሊኹም ኣብቲ እዋን ትነግሩ።

እንድሕር ኩሉ ጹቡቕ ይኸይድ ኣሎ በቲ ዘሎ ነደፈ ትቕጽሉ።

4. እንተ ዳኣ እቲ SIP ዘየድሊየኩም ኮይኑ ተሰሚዑኩም ኣብ ዝኾነ እዋን

ክተቆርጽዎ ትኽእሉ። ኣብቲ እዋን ንስኹሙን እቶም መራኽቦክምን ምስቲ ነደፈ ምስራሕ ትገድፉዎ።

(2)

5

ዝተዋሃሃደ ወይ ዝተወደበ ናይ ነብሲ ወከፍ ነደፈ

እንተ ዳኣ ካብ ዝተፋላለየ ቦታ ደገፍን ክንክንን ኣሎኩም ካብ ዝተፋላለየ ስርሒት ኣብ ኣውራጃን ኮሙንን ምብዛሕቱ ጊዜ መሰል ኣሎኩም ን ሓፈሻዊ ነደፈ እንታይ ደገፍ ማሕበራዊ ኣጎልጉሎትን ናይ ጥዕናን ክንክን ክሕግዙኹም ከምዝኽእሉ።

ዝያዳ ከተንቡቡ ትኽእሉ ብዛዕባ SIP ከምእ ውን እንታይ መሰል ከምዘለኩም ኣብዚ ሀምሲዳ

http://www.1177.se/Vastmanland/Regler-och-rattigheter/

Samordnad-individuell-plan-SIP2/

ዝተዋሃሃደ ወይ

ዝተወደበ ናይ ነብሲ ወከፍ ነደፈ (SIP)

ናዓኹም ነቶም ሓገዝ ወይ ደገፍ ዘድሊዮም ን ርክብ ምውህያድ ኣብ ማሕበራዊ ኣጎልጉሎት ን ሕክምናን ኣብ

Region Västmanland tillsammans med kommunerna i Västmanlands län

Tigrinja

References

Related documents

ةيدلبلا نمض ةفلتخم ةطشنأ ةدع نم ةياعرو معد لىع لصحت تنك اذإ لىع لوصحلا في قحلا نايحلأا بلغأ في كل نإف ةظفاحملل بياينلا سلجلماو ةياعرلاو ةيعماتجلاا ةمدخلا نم ةدعاسم

1. یصخش باختنا اب ار راک سپ دیهاوخیم SIP کی هک دیتفرگ میمصت هکینامز یدارفا.دییمانیم زاغآ دهد ماجنا ار نات یزاس نلاپ و دشاب SIP دیهاوخیم هک ات تسا بوخ .دییمانیم

A SIP is an advantage if you are receiving help from several diffe- rent sources; for example, the health care or rehabilitation assis- tance from the County Adminis- tration, and

ኣነ ኣብ ላዕለ ዘሎ ኩሉ ብግቡአ ከምዝተመልአን ሓቅነት ከምዘለዎን የረጋግጸልኩም ኣለኩ። ምቅይያር ምስ ዝህሉ ድማ ንአንዳ ሾሻል መተሓዳደሪ፡ሓገዝ ክነግረኩም ሙኻነይ መብጸዓ ይኣትወልኩም። ኣነ ብንቁሕ ሕልና ሓቅነት ዘይብሉ ሓበሬታ ምአታው ብሕጊ የቅጽዕ ሙኻኑ

በቲ ድገም ወይ Upprepa varje ዚብል ምልክት ጌርካ እቲ ውጥን ክንደይ ግዜ ጸጸኒሑ ኪድገም ከም ዘለዎ ምላእ። ኣብ ሰሰሙን ኪድገም ምስ እትደሊ 1 ኢልካ ትጽሕፍ፡ ሰሙን ዘዘሊሉ ኪድገም ምስ እትደሊ ድማ 2 ኢልካ ትጽሕፍ ወዘተ.. በቲ ክሳዕ ወይ Till ዚብል

ንሰሙን 39 ክትቀድሕዋ ወይ ድማ ክትደግምዋ ትኽእሉ ኢኹም። ንኣብነት ሓደ ሰሙን ሕልፍ ኢልኩም ወይ ድማ ኣብ ሰሰለስተ ሰሙን እንድሕር ተኸታታሊ ውጥን

ኣየናይ ተማሃራይ ኢዩ ብኩራት ከመልክት ምረጹ። እቲ ዝተመርጸ ኣብቲ ውሽጢ እቲ ክቢ ይረአ፣ብድሕሪኡ ብኩራት ከምኡ ዉን ፍቃድ ብኩራት ምረጹ።.. ደጊምኩም እቲ ብኩራት ምሉእ ማዓልቲ ድዩስ ወይስ ዉሱን ግዜ ኢዩ

Dina svar är mycket viktiga för att vi ska kunna förbättra oss i det arbete vi gör.. Jag tycker att personalen lyssnade