• No results found

እቲ ጸገም ወይ ጭንቀት ዝገብረካ እናሓሰብካሉ ኣትሪርካን ብረምታን ዳርግ 15 ግዜ ኣብ ኩሎም ኣብ ታሕቲ ዝተረኣዩ ነጥብታት ብ2 ኣጻብዕ ቀሊጥፍካ ህረም/ኳሕኵሕ። 2 ዓሚቕ ትንፋስ ውሰድ፣ ኣዕርፍ ከምኡ'ውን ልክዕ ከምኡ ኣብቲ ካልእ ወገን ኣካላትካ ድገም ኢኻ። 2 ዓሚቕ ትንፋስ ውሰድ ከምኡ'ውን ኣዕርፍ እንደገና። ክሳብ ትሃድእ ድገሞ ኢኻ። 2 ኣጻብዕ ተጠቒምካ ኣብ ጫፍ ኢድ ህረም። 2. ኣብ መጀመርያ ሸ

N/A
N/A
Protected

Academic year: 2022

Share "እቲ ጸገም ወይ ጭንቀት ዝገብረካ እናሓሰብካሉ ኣትሪርካን ብረምታን ዳርግ 15 ግዜ ኣብ ኩሎም ኣብ ታሕቲ ዝተረኣዩ ነጥብታት ብ2 ኣጻብዕ ቀሊጥፍካ ህረም/ኳሕኵሕ። 2 ዓሚቕ ትንፋስ ውሰድ፣ ኣዕርፍ ከምኡ'ውን ልክዕ ከምኡ ኣብቲ ካልእ ወገን ኣካላትካ ድገም ኢኻ። 2 ዓሚቕ ትንፋስ ውሰድ ከምኡ'ውን ኣዕርፍ እንደገና። ክሳብ ትሃድእ ድገሞ ኢኻ። 2 ኣጻብዕ ተጠቒምካ ኣብ ጫፍ ኢድ ህረም። 2. ኣብ መጀመርያ ሸ"

Copied!
1
0
0

Loading.... (view fulltext now)

Full text

(1)

Trauma Tapping Technique

Think lightly about whatever bothers you, and tap firmly and rhythmically, approximately 15 times on each point shown below using two fingers, at a fairly fast rate. Take two deep breaths, relax and repeat the whole

sequence on the opposite side. Take two deep breaths and relax again when done. Repeat until calm.

Visit www.SelfHelpForTrauma.com for an instruction video and to learn about the project.

Using two fingers, tap the outer side of the hand.

With one hand, tap under the nose using two fingers.

Tap the inside of your pinky finger, using two fingers.

Tap the outside of the thumb.

Tap the inner edges of the eye- brows, closest to the bridge of the nose with two fingers.

Tap the chin with two fingers.

Tap the inside of the ring finger.

Tap just below the hard ridge of your collarbone with four fingers.

Tap the hard area between the eye and the temple with two fingers.

Tap just below the hard ridge of your collarbone with four fingers.

Tap the inside of the middle finger.

Take 2 long, deep breaths.

Tap the hard area under the eye, in line with the pupils using two fingers.

Using four fingers, tap your side, just beneath the armpit.

Tap the inside of the index finger.

Repeat the whole sequence, on the opposite side.

1

5

9

13

2

6

10

14

3

7

11

15

4

8

12

16

እቲ ጸገም ወይ ጭንቀት ዝገብረካ እናሓሰብካሉ ኣትሪርካን ብረምታን ዳርግ 15 ግዜ ኣብ ኩሎም ኣብ ታሕቲ ዝተረኣዩ ነጥብታት ብ2 ኣጻብዕ ቀሊጥፍካ ህረም/ኳሕኵሕ። 2 ዓሚቕ ትንፋስ ውሰድ፣ ኣዕርፍ ከምኡ'ውን ልክዕ ከምኡ ኣብቲ ካልእ ወገን ኣካላትካ ድገም ኢኻ። 2 ዓሚቕ ትንፋስ ውሰድ ከምኡ'ውን ኣዕርፍ እንደገና። ክሳብ ትሃድእ

ድገሞ ኢኻ።

2 ኣጻብዕ ተጠቒምካ ኣብ ጫፍ ኢድ ህረም።

2. ኣብ መጀመርያ ሸፋሽፍቲ ኣብ ጥቓ ኣፊንጫ ዘሎ ቦታ ህረም

ኢኻ።

3. ኣብ ግዳም ኣብ ጥቓ ዓይኒ ብ2 ኣጻብዕ ህረም ኢኻ።

4. ኣብ ትሕቲ ማእከል ዓይንኻ ኣብቲ ትርር ዝበለ ቦታ ብ2 ኣጻብዕ

ህረም ኢኻ።

5. ኣብ ትሕቲ ኣፊንጫ ብ2 ኣጻብዕ ናይ ሓደ ኢድ ህረም።

6. ኣብ መንጎ መንከስን ታሕታዋይ ከንፈርን ብ2 ኣጻብዕ ህረም።

7. ቅሩብ ትሕቲ ሓላቕምቲ ብ4 ኣጻብዕ ህረም ኢኻ።

8. ኣብ ሓደ ወገን ቅሩብ ትሕቲ ትሽትሽ ብ4 ኣጻብዕ ህረም ኢኻ።

9. ኣብ ውሽጣዊ ወገን ሕንጥሊቶኻ ብ2 ኣጻብዕ ህረም

ኢኻ።

10. ኣብ ውሽጣዊ ወገን ቀለቤቶኻ ህረም።

11. ኣብ ውሽጣዊ ወገን ማእኸላይ ኣጻብዕኻ ህረም።

12. ኣብ ውሽጣዊ ወገን ኣመልካቲቶኻ ህረም።

13. ኣብ ግዳማዊ ወገን ዓባይ ዓባይቶኻ ህረም።

14. ቅሩብ ትሕቲ ሓላቕምቲ ብ4 ኣጻብዕ ህረም ኢኻ።

15. 2 ዓሚቕ ትንፋስ

ውሰድ። 16. እዚ ኩሉ ተርታ ኣብቲ ካልእ ወገን ድገሞ ኢኻ።

References

Related documents

Tvätta händerna för att undvika smitta till människa Även människor kan smittas av salmonella av katter och vilda fåglar. För att undvika smittspridning är det viktigt att

ንሰሙን 39 ክትቀድሕዋ ወይ ድማ ክትደግምዋ ትኽእሉ ኢኹም። ንኣብነት ሓደ ሰሙን ሕልፍ ኢልኩም ወይ ድማ ኣብ ሰሰለስተ ሰሙን እንድሕር ተኸታታሊ ውጥን

ብዙሕ ኣፓርታማታት ዘለዎም ህንጻታት፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደ ያይቦ ሓደ ወይ ክልተ ኣወሃሃድቲ ክህልዉ ንምሕጸን። ኣብ መደያይቦ ዘለዉ ኣፓርታማታት ኣብ ትሕቲ ሓላፍነት ኣወሃሃዲ አ ክኾኑ ኢዮም። ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደያይቦ ዝርከቡ ኣፓር ታመታት ፡

ብዙሕ ኣፓርታማታት ዘለዎም ህንጻታት፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደ ያይቦ ሓደ ወይ ክልተ ኣወሃሃድቲ ክህልዉ ንምሕጸን። ኣብ መደያይቦ ዘለዉ ኣፓርታማታት ኣብ ትሕቲ ሓላፍነት ኣወሃሃዲ አ ክኾኑ ኢዮም። ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደያይቦ ዝርከቡ ኣፓር ታመታት ፡

በቲ ድገም ወይ Upprepa varje ዚብል ምልክት ጌርካ እቲ ውጥን ክንደይ ግዜ ጸጸኒሑ ኪድገም ከም ዘለዎ ምላእ። ኣብ ሰሰሙን ኪድገም ምስ እትደሊ 1 ኢልካ ትጽሕፍ፡ ሰሙን ዘዘሊሉ ኪድገም ምስ እትደሊ ድማ 2 ኢልካ ትጽሕፍ ወዘተ.. በቲ ክሳዕ ወይ Till ዚብል

ንሰሙን 39 ክትቀድሕዋ ወይ ድማ ክትደግምዋ ትኽእሉ ኢኹም። ንኣብነት ሓደ ሰሙን ሕልፍ ኢልኩም ወይ ድማ ኣብ ሰሰለስተ ሰሙን እንድሕር ተኸታታሊ ውጥን

ኣየናይ ተማሃራይ ኢዩ ብኩራት ከመልክት ምረጹ። እቲ ዝተመርጸ ኣብቲ ውሽጢ እቲ ክቢ ይረአ፣ብድሕሪኡ ብኩራት ከምኡ ዉን ፍቃድ ብኩራት ምረጹ።.. ደጊምኩም እቲ ብኩራት ምሉእ ማዓልቲ ድዩስ ወይስ ዉሱን ግዜ ኢዩ

Under sportlovet kan du som har fyllt 10 år joina en digital workshop där du får prova på att skapa egna spel i Roblox studios tillsammans med ungdomarna från Hemkodat.. Du