• No results found

ዘድሊ ሰሙን ምረጽ፡ ወይ ድማ በቲ የማናይ ቀስቲ ጌርካ ንቕድሚት ጠውቕ፥ ናብቲ ነቲ ውጥን ክትመልኣሉ ዝደለኻ ሰሙን ንምእታው ነቲ Gå till vecka ዚብል ጠውቆ፡ ብድሕሪ ' ዚ ነቲ ኣብ InfoMentor ሎግ ግበር ወይ እቶ፡ ደሓር ኣብቲ Tidsregistrering ዚብል ሳጹን ጠውቕ፥ 2. ሎግ ትገብር ወይ ትኣቱ። 1. ጌርካ ነቲ ናይ ውጥን ሰሌዳ ከም እትምዝግቦ የርኢ። ብመገዲ www.infoment

N/A
N/A
Protected

Academic year: 2022

Share "ዘድሊ ሰሙን ምረጽ፡ ወይ ድማ በቲ የማናይ ቀስቲ ጌርካ ንቕድሚት ጠውቕ፥ ናብቲ ነቲ ውጥን ክትመልኣሉ ዝደለኻ ሰሙን ንምእታው ነቲ Gå till vecka ዚብል ጠውቆ፡ ብድሕሪ ' ዚ ነቲ ኣብ InfoMentor ሎግ ግበር ወይ እቶ፡ ደሓር ኣብቲ Tidsregistrering ዚብል ሳጹን ጠውቕ፥ 2. ሎግ ትገብር ወይ ትኣቱ። 1. ጌርካ ነቲ ናይ ውጥን ሰሌዳ ከም እትምዝግቦ የርኢ። ብመገዲ www.infoment"

Copied!
4
0
0

Loading.... (view fulltext now)

Full text

(1)

ነቲ ሰሌዳ ውጥን ኣብ InfoMentor መዝግቦ

ኣብዚ መምርሕ'ዚ ነቶም ኣብ ኣጸደህጻናት/ገዛ ትርፊ-ግዜ ዘለዉ ህጻናት ብዚምልከት ብመገዲ InfoMentor ከመይ ጌርካ ነቲ ናይ ውጥን ሰሌዳ ከም እትምዝግቦ የርኢ። ብመገዲ www.infomentor.se.ጌርካ ናብቲ InfoMentor ሎግ ትገብር ወይ ትኣቱ።

1. ኣብ InfoMentor ሎግ ግበር ወይ እቶ፡ ደሓር ኣብቲ Tidsregistrering ዚብል ሳጹን ጠውቕ፥

2. ናብቲ ነቲ ውጥን ክትመልኣሉ ዝደለኻ ሰሙን ንምእታው ነቲ Gå till vecka ዚብል ጠውቆ፡ ብድሕሪ'ዚ ነቲ ዘድሊ ሰሙን ምረጽ፡ ወይ ድማ በቲ የማናይ ቀስቲ ጌርካ ንቕድሚት ጠውቕ፥

(2)

3. ናብቲ ናይ ግዜ ሰሌዳ ንምእታው፡ ነቲ Lägg till/ändra vecka ጠውቆ፥

4. ነቶም እተፈላለዩ መዓልታት ብ Starttid (ዝጅመረሉ መዓልቲ) ከምኡውን ብ Sluttid (ዝውደኣሉ መዓልቲ) ምልኣዮም፥

(3)

5. ውላድካ ኣብ ገለ መዓልቲ ናጻ እንተ ኾይኑ፡ ኣብቲ ናጻ ወይ Ledig ዚብል ሳጹን መዝግብ፥

6. ንብዙሓት ሰሙናት ዚምልከት ተመሳሳሊ ውጥናት ከተእቱ ምስ እትደሊ ኣብቲ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ግዜ ድገም ወይ ድማ Repetera ovanstående tider ዚብል ሳጹን ጠውቕ።

በቲ ድገም ወይ Upprepa varje ዚብል ምልክት ጌርካ እቲ ውጥን ክንደይ ግዜ ጸጸኒሑ ኪድገም ከም ዘለዎ ምላእ። ኣብ ሰሰሙን ኪድገም ምስ እትደሊ 1 ኢልካ ትጽሕፍ፡ ሰሙን ዘዘሊሉ ኪድገም ምስ እትደሊ ድማ 2 ኢልካ ትጽሕፍ ወዘተ.

በቲ ክሳዕ ወይ Till ዚብል ምልክት ጌርካ ድማ እቲ ውጥን ክሳዕ መኣስ ኪደጋገም ከም ዘለዎ ትጽሕፍ።

ብዝሒ ኣጋጣሚታትን ከምኡውን ፍሉይ ዕለት።

(4)

7. ብድሕር'ዚ ነቲ Spara (ዓቅብ) ዚብል ጠውቆ፥

8. እተን መዓልታት ምስ ተዓቀባ፡ እተመዝገባ መዓልታት ተዓቂበን ኣለዋ Tidsregistreringarna sparades ዚብል ጽሑፍ ዝሓዘ ሳጹን ይረአ ኢዩ፥

References

Related documents

እቲ ዚወሃብ ትምህርቲ፤ ሰለስተ ክፋል ማለት፤ 1ይ 2ይ 3ይ ዚብል፤ ናይቶም ተመሃሮ ድሕሪ-ባይታ፤ ኩነታት ከምኡውን ዕላማታት ኣብ ግምት ዘእተወ፤ ነንበይኑ ናይ ትምህርቲ መስመራት ዘለዎ እዩ። እቲ 1ይ መስመር፤ ናይ Aን ናይ Bን ትምህርቲታት ዘጠቓልል ኮይኑ፤ 2ይ ድማ

ከም ተወሳኺ ድማ እንታይ ዓይነት ጥቕሚ ኣሎዎ ዝምልከት ኣፍልጦ ኽህብ እዩ። ስለዚ ብዓል መዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ካብ 12 ዓመት ንላዕሊ ዝዕድመኦም ቈልዑ ካብ 11 ጥቅምቲ 2021 ጀሚሩ ዝውሃብ ሓፈሻዊ ክታበት ጸረ ኮቪድ-19 ክኽተቡ ይመክር። እቲ ምኽሪ

ንሰሙን 39 ክትቀድሕዋ ወይ ድማ ክትደግምዋ ትኽእሉ ኢኹም። ንኣብነት ሓደ ሰሙን ሕልፍ ኢልኩም ወይ ድማ ኣብ ሰሰለስተ ሰሙን እንድሕር ተኸታታሊ ውጥን

ብዙሕ ኣፓርታማታት ዘለዎም ህንጻታት፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደ ያይቦ ሓደ ወይ ክልተ ኣወሃሃድቲ ክህልዉ ንምሕጸን። ኣብ መደያይቦ ዘለዉ ኣፓርታማታት ኣብ ትሕቲ ሓላፍነት ኣወሃሃዲ አ ክኾኑ ኢዮም። ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደያይቦ ዝርከቡ ኣፓር ታመታት ፡

ብዙሕ ኣፓርታማታት ዘለዎም ህንጻታት፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደ ያይቦ ሓደ ወይ ክልተ ኣወሃሃድቲ ክህልዉ ንምሕጸን። ኣብ መደያይቦ ዘለዉ ኣፓርታማታት ኣብ ትሕቲ ሓላፍነት ኣወሃሃዲ አ ክኾኑ ኢዮም። ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደያይቦ ዝርከቡ ኣፓር ታመታት ፡

• ሓለዋ ጎደና ኣብ ከባቢኻ ሓቢርካ ብምዝዋር ውሑሳት ዘይኮኑ ከባቢታት ብምልላይ ብኸመይ ክቕየሩ ከም ዝኽእሉ ምምይያጥ ። ናብ ውሕስነት ዘለዎም ከባቢታት ብምኻድ ውን ብኸመይ ውሑሳት ኮይኖም ኢልካ ምምይ ያጥ።.. • ከም ኣባል ሓለዋ

ኣነ ኣብ ላዕለ ዘሎ ኩሉ ብግቡአ ከምዝተመልአን ሓቅነት ከምዘለዎን የረጋግጸልኩም ኣለኩ። ምቅይያር ምስ ዝህሉ ድማ ንአንዳ ሾሻል መተሓዳደሪ፡ሓገዝ ክነግረኩም ሙኻነይ መብጸዓ ይኣትወልኩም። ኣነ ብንቁሕ ሕልና ሓቅነት ዘይብሉ ሓበሬታ ምአታው ብሕጊ የቅጽዕ ሙኻኑ

ንሰሙን 39 ክትቀድሕዋ ወይ ድማ ክትደግምዋ ትኽእሉ ኢኹም። ንኣብነት ሓደ ሰሙን ሕልፍ ኢልኩም ወይ ድማ ኣብ ሰሰለስተ ሰሙን እንድሕር ተኸታታሊ ውጥን