ንከባቢኻ ውሑስ ግበር! ንከባቢኻ ውሑስ ግበር!
TIGRINJA TIGRINJA
ሓለዋ ጎደና - ብሓጺር
• መበገሲ ሓሳብ ናይ ሓለዋ ጎደና ምምሕዳር፡ ፖሊስ፡ ወነንቲ ገዛውትን ነበር ትን ከም ዝራኸቡን ንከባቢኦም ብኸመይ ዝያዳ ውሑስ ይገብርዎ ዝዛተ ይሉ መድረኽ ምፍጣር ኢዩ።
• ሓለዋ ጎደና ኣብ ከባቢኻ ሓቢርካ ብምዝዋር ውሑሳት ዘይኮኑ ከባቢታት ብምልላይ ብኸመይ ክቕየሩ ከም ዝኽእሉ ምምይያጥ ። ናብ ውሕስነት ዘለዎም ከባቢታት ብምኻድ ውን ብኸመይ ውሑሳት ኮይኖም ኢልካ ምምይ ያጥ።
• ከም ኣባል ሓለዋ ጎደና ከባቢኻ ውሑስ ክኾውን ትነጥፍ።

ኣባል ሓለዋ ጎደና ኩን ኣባል ሓለዋ ጎደና ኩን
ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዛውትኻ ድሕነት ክስመዓካ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ነበርቲ ኣብ ከባቢ ኦም ነጻ ኮይኖም ክንቀሳቐሱን ብዝተኻእለ መጠን ጽቡቕ ናብራ ከሕልፉ ትምኒትናን ዕላ ማናን አዩ። ሓለዋ ጎደና ካብዚ ሓሳብ ዝተበገሰ ኮይኑ ነዚ ዕላማ ኣበርክቶ ዝህብን ለውጢ ዝፈጥርን ኢዩ።
ሓለዋ ጎደና ኣብ ከባቢኻ ውሕስነት ምፍጣር ክትራኸበሉን ክትዘናገዐሉን ትኽእል ኩነታት ምፍጣር ማለት አዩ።
ኣባል ናይ ሓለዋ ጎደና ክትኮውን ትደልዩ ዶ፧
ኣብ ታሕት ተጠቂሱ ዘሎ ሓበሬታ ተመልከት።

© Brottsförebyggande rådet 2016, Form: Ordförrådet AB och AB Typoform, Illustratör: Helena Bergendahl © Brottsförebyggande rådet 2016, Form: Ordförrådet AB och AB Typoform, Illustratör: Helena Bergendahl
Skriv in tid för nästa trygghetsvandring här. Skriv in tid för nästa trygghetsvandring här.
Skriv in era kontaktuppgifter här.
Lägg in er logotyp under era kontaktuppgifter eller till höger genom att lägga till bild. Skriv in era kontaktuppgifter här.
Lägg in er logotyp under era kontaktuppgifter eller till höger genom att lägga till bild.