• No results found

Samtycke till vaccination mot covid 

N/A
N/A
Protected

Academic year: 2022

Share "Samtycke till vaccination mot covid "

Copied!
2
0
0

Loading.... (view fulltext now)

Full text

(1)

ስምምዕ ንኽታበት ጸረ ኮቪድ-19 ዝምልከት

ብዛዕባ ጸረ ኮቪድ-19 ዝምልከት ሓበሬታን ቀረብን

ሕጂ ’ምበኣር ቈልዑ ክኽተቡዎ ዝኽእሉ ዝጸደቐ ማለት ተቐባልነት ዝረኸበ ክታበት ጸረ ኮቪድ-19 ተቕሪቡ ኣሎ።

ከም ተወሳኺ ድማ እንታይ ዓይነት ጥቕሚ ኣሎዎ ዝምልከት ኣፍልጦ ኽህብ እዩ። ስለዚ ብዓል መዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ካብ 12 ዓመት ንላዕሊ ዝዕድመኦም ቈልዑ ካብ 11 ጥቅምቲ 2021 ጀሚሩ ዝውሃብ ሓፈሻዊ ክታበት ጸረ ኮቪድ-19 ክኽተቡ ይመክር። እቲ ምኽሪ ድማ ክልተ ዶስ ናይ mRNA ዝዓይነቱ ክታበት መሰረት ዝገበረ እዩ። እዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ዝህቦ ውሳነ ድማ ኣብ ናይቲ ቈልዓ ዝረኽቦ ኣገልግሎት ዘተኮረ ኮይኑ፡ እቲ ዝኽተብ ቈልዓ ዝረኽቦ ጥቕሚ ድማ ከም ግለ ሰብ ኣብ ልዕሊኡ ዘውርዶ ጸገም ከይህሉ ኣብ ግምት ዘእተወ እዩ።

እዚ ኣብ ሽወደን ዝወሃብ ዘሎ ክታበት ጸረ ሕማም ኮቪድ-19 ንኹላቶም ክኽተቡዎ ዝደልዩ ሰባት ብምርጫ ከምኡ ድማ ብናጻ ዝወሃብ ክታበት እዩ። ኣብዛ ወረቐት እዚኣ ድማ ውላድካ ክኽተብ ትደልዮ ዲኻ ወይስ

ኣይትደልዮን ኣብዛ ታሕቲ ኣብ ዘለዋ ምርጫታት ናይ ኤክስ ምልክት ብምግባር መሪጽካ ክትሰድድ ትኽእል ኢኻ።

እቲ ኣላዪ ናይቲ ቈልዓ ማለት ምጕዚት ኣይደልይን እየ ምስ ዝብል ወይ ተገዳስነት ምስ ዘየርእይ እቲ ቈልዓ ኣይክተብን እዩ ማለት እዩ። እዚ ድማ እቲ ቈልዓ ክኽተብ እንተ ዘይደልዩን ባዕሉ ኣብ ዝውስነሉ ዕድመ ብጽሕና በጺሑ ተገዳስነት ከርእይ ዝኽእለሉ ኩነታት እንተ ዘይተገምጊሙን ማለት እዩ። ንዝያዳ ውጽኢት ከኣ እቲ ክታበት ኣብ ዝተወሰነ ፍልልይ ናይ ሰሙናት ክልተ ግዜ ዝወሃብ እዩ። ኣብ ግዜ ክታበት ድማ ተወሳኺ ሓበሬታ ክወሃብ እዩ። እቲ ዝወሃብ ምስክር ወረቐት ንኽልቲኡ ዶሳት ማለት መጠን ዝገልጽ እዩ።

ቅድሚ እቲ ክታበት ከም ተወሳኺ ብዛዕባ ውላድኩም ብዝምልከት ኣብዚ ጥዕናዊ መግለጺ ፎርም ዘሎዉ ሕቶታት ክትምልሱዎም ንሓትት Hälsodeklaration inför vaccination mot covid-19.pdf (vgregion.se) ቅድሚ እቲ ካልኣይ ዶስ ማለት መጠን ክታበት ምውሳድኩም ድማ ሓድሽ ፎርም ጥዕናዊ መግለጺ ክትመልኡ ኢኹም።

ስም ናይቲ ቈልዓ: --- መለለዪ ቍጽሪ ናይቲ ቈልዓ: ---

እወ፡ ውላደይ ክታበት ጸረ ኮቪድ-19 ክኽተብ እሰማማዕ እየ ኣይፋል፡ ውላደይ ክታበት ጸረ ኮቪድ-19 ክኽተብ ኣይደልይን እየ

ፊርማን ቦታን: ዕለት:

--- ናይ ወላዲ/ናይ ኣላዪ ፊርማ፡ መነጸሪ ስም፡ ናይ ቀትሪ ቴለፎን

(2)

--- ናይ ወላዲ/ናይ ኣላዪ ፊርማ፡ መነጸሪ ስም፡ ናይ ቀትሪ ቴለፎን

እቲ ናይ ምእላይ ሓላፍነት ናይ ሓባር ምስ ዝኸውን ክልቲኦም ኣለይቲ ይፈርሙ

References

Related documents

Efter vaccinationen är det vanligt att det ömmar lite, blir rött, svullet eller kliar på överarmen. En del kan få kortvarig feber, ont i huvudet och få en

.ًاعم نيتعرجلا ةداهشلا لمشتو .حاقللا ذخأ دنع تامولعلما نم ديزم ىلع لصحت فوسو كلفط صوصخب حاقللا حيرصت يف ةدراولا ةلئسلأا ىلع بيجت نأ ًاضيأ كنم وجرن حاقللا ذخأ

Ako staratelj odbije ili ne da pristanak, to znači da se vaše dijete ne može vakcinisati, osim ako dijete samo želi da se vakciniše i ako se procijeni da je dostiglo takvu zrelost

.دناوتیم هدرک رداص ار نویسانیسکاو تیاضر شدوخ لفط تروصنارد دشاب هدیسر غولب هب شرمع و دوش نیسکاو هک دهاوخب هکنیارب رثا نویسانیسکاو لماک. دشاب ، نسکاو ود راب اب لصاوف هتفه

The decision by the Public Health Agency of Sweden is based on the best interests of the child, in which the benefits of vaccination are deemed to outweigh any risks for

Ellei huoltaja halua, että lapselle annetaan rokote, tai ellei rokotukselle ole annettu suostumusta, se merkitsee, ettei lapsellesi voida antaa rokotetta, ellei tämä itse halua

Hey´adda caafimaadka dadwaynaha go´aankeeda waxaa la gaaray iyadoo laga eegayo waxa ilmaha u fiican, iyadoo loo arkay in qaadashada tallaalka dheefteeda ay ka badan halisaha ay

İsveç’te covid-19’a karşı aşı isteğe bağlı olup hastalığa karşı aşı olmak isteyen herkes için ücretsizdir.. Aşağıdaki karelerden birini işaretleyerek,