ከም ሓድሽ ናብ ሽወደን ዝመጸ ሰብ መጠን: ምርመራ ጥዕና ኪትገብር/ ሪ ትዕደም/ ሚ ዕለትን ጊዜን:-
ኣድራሻ:-
እቲ ዚቕበለካ/ ኪ ሓኪም:-
ብዛዕባ እቲ ዚግበር ምርመራ ጥዕና:-
’
ዕላማ ናይ ዚ ምርመራ ጥዕና: ሓፈሻዊ ኵነታት ጥዕናኻ/ ኺ ክትፈልጥ/ ጢ ዕድል ንምሃብ ዩ። ምርመራ’ ኣብ እትገብረሉ/ርሉ ወቕቲ ኣስተርጓማይ ኪህሉ ዩ። እዚ ምርመራ ጥዕና ዚ: ’ ’ ዝርርብን ምውሳድ ቅምሶን (ከም ደም ሽንቲ ወዘተ) ዘጠቓለለ ዩ። እዚ ምርመራ ጥዕና ብናጻ ዚወሃበካ/ ’ ኪ ኣገልግሎት ዩ፤ ስለዚ’ ዚኽፈሎ ክፍሊት የለን። ውጽኢት ምርመራ ጥዕና: ነቲ ኣብ ሽወደን ናይ ምንባር ዕድልካ/ ኪ
’
ኣይጸልዎን ዩ። ቦርድ ሚግረሽን ሽወደን ከኣ: ንውጽኢት ምርመራ ጥዕናኻ/ ኺ ኪርኢ ኣይፍቀዶን ዮ።’ ኣብዚ ዝተወሰነ ዕለት ቈጸራ ክትመጽእ/ ጺ ዘይትኽእል/ ሊ እንተ ኾይንካ/ኪ: ብዝተኻእለ መጠን ብቕልጡፍ ምሳና ርክብ ግበር/ ሪ ምእንቲ ሓድሽ ቈጸራ ክንገብረልካ/ ኪ ክንክእል።
ነዞም ዚስዕቡ ሰነዳት (እንተለዉኻ/ኺ) ምሳኻ/ ኺ ተማላእ/ኢ:-
ቅቡል መንነት ወረቐት
ኤለማ-ካርድ
ሰነድ ክታበት ሕክምና ብደሓን ምጻእ/ምጺ!
Som nyanländ i Sverige är du välkommen till en hälsoundersökning Datum och tid:
Adress:
Du kommer att få träffa läkare:
Om hälsoundersökningen:
Syftet med hälsoundersökningen är att erbjuda dig en genomgång av din hälsa. Tolk på ditt språk beställs till besöket. I hälsoundersökningen ingår samtal och provtagning.
Hälsoundersökningen är ett erbjudande och gratis för dig. Resultatet av hälsoundersökningen påverkar inte din möjlighet att få stanna i Sverige.
Migrationsverket får inte ta del av resultatet av hälsoundersökningen. Kontakta oss så fort som möjligt om du inte kan komma denna tid. Vi kan då boka in en annan tid om du vill.
Ta med följande dokument (om du har):
en giltig id-handling
LMA-kort
vaccinationshandling Välkommen!