• No results found

Ping Pong ብ Unikum ክንትክኦ ኢና

N/A
N/A
Protected

Academic year: 2022

Share "Ping Pong ብ Unikum ክንትክኦ ኢና"

Copied!
2
0
0

Loading.... (view fulltext now)

Full text

(1)

Ping Pong ብ Unikum ክንትክኦ ኢና

ኣብዚ ክረምቲ እዚ፡ ምምሕዳር ትምህርቲ ነቲ ናይ ትምህርቲ መድረኽ ፒንግ ፖንግ ክትክኦ እዩ። እቲ ሓድሽ ናይ ትምህርቲ መድረኽ ዩኒኩም ይበሃል። እቲ ለውጢ ብጽቡቕ ክኸይድ ተስፋ ንገብር፡ ዓቕሊ ብምግባርኩም ነመስግነኩም!

ስለምንታይ ኢኻ ናይ ትምህርቲ መድረኽ ትቕይር፧

ንህዝቢ ወኪልና ኢና ነዚ ናይ ምርካብ ስራሕ ጌርናዮ፡ ዩኒኩም ከኣ ተዓዊቱ። ዩኒኩም ዝያዳ ዕዮታት ኣለዎ ከምኡ’ውን ኣብቲ መዓልታዊ ህይወት ተማሃሮን መምህራንን እውን ዝሓሸ ደገፍ ኣብ ስነ ትምህርቲ ኣለዎ።

መዓስ እዩ ፒንግ ፓንግ ዝጠፍእ፧

ኣብ 1 ሓምለ፡ ፒንግ ፓንግ ይጠፍእ። ኣብ katrineholm.se/unikum ብዛዕባ ናብ ዩኒኩም እተገብረ ለውጢ ሓበሬታ ክትረኽቡ ኢኹም። ስለዚ፡ ብዛዕባ እቲ ለውጢ ዝገልጽ ኣገዳሲ ሓበሬታ ምእንቲ ከይሓልፈኩም፡ ኣብቲ ገጽ ዝያዳ ተዓዘቡ።

መዓስ ኢኻ ናብ ዩኒኩም ምእታው ትኽእል፧

ኣብ 9 ነሓሰ፡ ናብ ዩኒኩም ብመንገዲ Lärknuten ክትበጽሕ ትኽእል ከምኡ’ውን ኢ-መለለዪ (e-identification) ናብ ዘለዎ ኣፕሊኬሽን ክትኣቱ ትኽእል ኢኻ። እቲ ኣፕ Unikum familj ዝበሃል ኮይኑ ካብ App Store ወይ Google Play (ኣፕ ስቶር ወይ ካብ ጉግል ፕለይ) ኸተውርዶ ትኽእል ኢኻ።

እንታይ ክገብር ይኽእል ኣብ ዩኒኩም፧

ኣብ ዩኒኩም፡ እዚ ዝስዕብ ኽትገብሩ ኢኹም፡

• ካብ መውዓል ህጻናት/ ቤት-ትምህርቲ ሓበሬታ ትረክብ

• ካብ መማህራን ናይ ውላድካ ሓበሬታ ትረክብ

• ምስ መምህራን ናይ ውሉድካ ትራኸብ

• ዕቤት ውላድካ ትምልከት

• ናይ ውላድካ ስራሕን መደብን (ቤት-ትምህርቲ) ንኽትርኢ

• ክትምልሱ ንናይ ምዕባለ ዝርርብ ዕድመ

• ካብ ምምሕዳር ትምህርቲ ሓበሬታ ትረክብ

ኣበይ እየ ንሕቶታተይ መልሲታት ዝረክብ፧

እንድሕር ብዛዕባ ዩኒኩም ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም ወይ ገለ ጸገም ምስ ዝርከብ ኣብ larknuten@katrineholm.se ብምጽሓፍ ምስ Lärknutensupport ክትራኸቡ ትኽእሉ ኢኹም።

Bildningsförvaltningen

(2)

ዩኒኩም ንመምርሒ ዝኾኑኹም ቪድዮታት ኣዳልዩ ኣሎ። ነተን ቪድዮታት ኣብ Unikums webbplats ክትረኽብዎ ትኽእሉ።

References

Related documents

ብዙሕ ኣፓርታማታት ዘለዎም ህንጻታት፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደ ያይቦ ሓደ ወይ ክልተ ኣወሃሃድቲ ክህልዉ ንምሕጸን። ኣብ መደያይቦ ዘለዉ ኣፓርታማታት ኣብ ትሕቲ ሓላፍነት ኣወሃሃዲ አ ክኾኑ ኢዮም። ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደያይቦ ዝርከቡ ኣፓር ታመታት ፡

ብዙሕ ኣፓርታማታት ዘለዎም ህንጻታት፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደ ያይቦ ሓደ ወይ ክልተ ኣወሃሃድቲ ክህልዉ ንምሕጸን። ኣብ መደያይቦ ዘለዉ ኣፓርታማታት ኣብ ትሕቲ ሓላፍነት ኣወሃሃዲ አ ክኾኑ ኢዮም። ኣብ ነፍሲ ወከፍ መደያይቦ ዝርከቡ ኣፓር ታመታት ፡

• ሓለዋ ጎደና ኣብ ከባቢኻ ሓቢርካ ብምዝዋር ውሑሳት ዘይኮኑ ከባቢታት ብምልላይ ብኸመይ ክቕየሩ ከም ዝኽእሉ ምምይያጥ ። ናብ ውሕስነት ዘለዎም ከባቢታት ብምኻድ ውን ብኸመይ ውሑሳት ኮይኖም ኢልካ ምምይ ያጥ።.. • ከም ኣባል ሓለዋ

ኣነ ኣብ ላዕለ ዘሎ ኩሉ ብግቡአ ከምዝተመልአን ሓቅነት ከምዘለዎን የረጋግጸልኩም ኣለኩ። ምቅይያር ምስ ዝህሉ ድማ ንአንዳ ሾሻል መተሓዳደሪ፡ሓገዝ ክነግረኩም ሙኻነይ መብጸዓ ይኣትወልኩም። ኣነ ብንቁሕ ሕልና ሓቅነት ዘይብሉ ሓበሬታ ምአታው ብሕጊ የቅጽዕ ሙኻኑ

በቲ ድገም ወይ Upprepa varje ዚብል ምልክት ጌርካ እቲ ውጥን ክንደይ ግዜ ጸጸኒሑ ኪድገም ከም ዘለዎ ምላእ። ኣብ ሰሰሙን ኪድገም ምስ እትደሊ 1 ኢልካ ትጽሕፍ፡ ሰሙን ዘዘሊሉ ኪድገም ምስ እትደሊ ድማ 2 ኢልካ ትጽሕፍ ወዘተ.. በቲ ክሳዕ ወይ Till ዚብል

እቲ ዚወሃብ ትምህርቲ፤ ሰለስተ ክፋል ማለት፤ 1ይ 2ይ 3ይ ዚብል፤ ናይቶም ተመሃሮ ድሕሪ-ባይታ፤ ኩነታት ከምኡውን ዕላማታት ኣብ ግምት ዘእተወ፤ ነንበይኑ ናይ ትምህርቲ መስመራት ዘለዎ እዩ። እቲ 1ይ መስመር፤ ናይ Aን ናይ Bን ትምህርቲታት ዘጠቓልል ኮይኑ፤ 2ይ ድማ

ንሰሙን 39 ክትቀድሕዋ ወይ ድማ ክትደግምዋ ትኽእሉ ኢኹም። ንኣብነት ሓደ ሰሙን ሕልፍ ኢልኩም ወይ ድማ ኣብ ሰሰለስተ ሰሙን እንድሕር ተኸታታሊ ውጥን

ጥዕና ተመሃሮ ወይ ኤለቭሄልሳን ቅድሚ ኩሉ ጽቡቕ ጥዕና ንምድንፋዕን ንመሰናኽላት ንምልጋስን እቲ ተመሃራይ ኣብ ናይ ትምህርቱ ግዜ ዚደልዮ ደገፍ ንምሃብን ይሰርሕ። ተመሃሮ ነቲ ብናይ ቤትትምህርቲ ነርስታትን ኣማኸርትን ናይ ስነ-ትምህርቲ