• No results found

Stockholms stad brukarundersökning Dagverksamhet 2021

N/A
N/A
Protected

Academic year: 2022

Share "Stockholms stad brukarundersökning Dagverksamhet 2021"

Copied!
4
0
0

Loading.... (view fulltext now)

Full text

(1)

Stockholms stad brukarundersökning Dagverksamhet 2021

Q1

ኣብ ናይ ኣረጋውያን ክንክን 2014 ንዝሰርሑ ናይ ቀትሪ ክንክን ማእከላት ዝተዳለዉ ሕቶታት ጽማቝ ግምገማ

ብትሪ

ኣይሰማማዕን

ኣይሰማማዕን ብኽልቲኡ እሰማማዕ ወላ ኣይሰማማዕን

እ ሰማማዕ

ብትሪ ይሰማማዕ

ኣይፈልጥን ኣብ ናይ ቐትሪ ኣገልግሎት

ማእከል ውሕስነት ይስመዐኒ በቲ ናይ ቐትሪ ኣገልግሎት ማእከል ሕጉስ እየ

ናይ ቐትሪ ኣገልግሎት ማእከል ኩነታት ከምቲ ዝምነዮ እዩ

Q2

ናይ ኣባላት ስታፍ ኣገልግሎትን ኣረኣእያን

ብትሪ

ኣይሰማማዕን

ኣይሰማማዕን ብኽልቲኡ እሰማማዕ ወላ ኣይሰማማዕን

እ ሰማማዕ

ብትሪ ይሰማማዕ

ኣይፈልጥን

ኣባላት ስታፍ ጽቡቕ ክንክን ይገብሩለይ ኣባላት ስታፍ ንድሌታተይ ይሰምዑ

ንኣባላት ስታፍ እኣምኖም

Q3

ጽልዋን ተሳትፎን

ብትሪ

ኣይሰማማዕን

ኣይሰማማዕን ብኽልቲኡ እሰማማዕ ወላ ኣይሰማማዕን

እ ሰማማዕ

ብትሪ ይሰማማዕ

ኣይፈልጥን

ቀትሪ ኣገልግሎት ኣብ ዝወሃበሉ ማእከል ኣገልግሎት ኣብ ሰሙን ዝርከበሎም ዕለታት ናይ ምውሳን ዕድል ኣለኒ

ኣብዚ መእለዪ ማእከል'ዚ፣ ቀዳመ ሰንበት ንጥፈት ክግበር ንዓይ ኣገዳሲ እዩ።

ኣብዚ መእለዪ ማእከል'ዚ፣ ምሸተ ምሸት ንጥፈት ክግበር ንዓይ ኣገዳሲ እዩ።

ኣብቲ ማእከል ክንክን ኣብ ዝሳለጡ ንጥፈታት ጽልዋ ከሕድር እኽእል ርእይቶን ጥርዓንን ክገድፍ እንተ ደልየ ምስ መን ከም ዝራኸብ ይፈልጥ እየ።

(2)

Q4

ንጥፈታት

ብትሪ

ኣይሰማማዕን

ኣይሰማማዕን ብኽልቲኡ እሰማማዕ ወላ ኣይሰማማዕን

እ ሰማማዕ

ብትሪ ይሰማማዕ

ኣይፈልጥን

ኣብቲ ማእከል ክንክን ብዝሳለጡ ንጥፈታት ሕጉስ እየ

Q5

ኩነታት መግቢ

ብትሪ

ኣይሰማማዕን

ኣይሰማማዕን ብኽልቲኡ እሰማማዕ ወላ ኣይሰማማዕን

እ ሰማማዕ

ብትሪ ይሰማማዕ

ኣይፈልጥን

እቲ መግቢ ጥዑም’ዩ መግቢ ዝብለዓሎም ግዜታት እቶም ባህ ዘብሉ ናይ መዓልቲ ክፋላት እዮም

Q6

ብዛዕባ ሓገዝካ እተሕልፎ ውሳነ

ብትሪ

ኣይሰማማዕን

ኣይሰማማዕን ብኽልቲኡ እሰማማዕ ወላ ኣይሰማማዕን

እ ሰማማዕ

ብትሪ ይሰማማዕ

ኣይፈልጥን

እቲ ሓጋዚ ኦፊሰር ጽቡቕ ክንክን ይገብረለይ

Q7

ንእትደልዮ ናይ ምምራጽ ናጽነት

እወ ኣይፋሉን መልሲ ክህበሉ

ኣይደልን ቐትሪ ኣገልግሎት እትረኽበሉ ማእከል ከም ድሌትካ ክትመርጽ ከም እትኽእል ትፈልጥ

ዲኻ?

ንአትደልዩዎ ማእኸል ብንቕሓት መሪጽኩምዎ ዶ?

(3)

Q8

ኣብቲ ማእከል ኣገልግሎት ዝግበር ኣፈላላይ

ኣፈላላይ ወይ ሌላን ጉሌላን ክበሃል ኮሎ ኣብ ሓደ ሰብ ዘይግቡእ ወይ ዘይፍትሓዊ ተግባር ክፍጸም ኮሎ እዩ፤ (አዚ ማለት ኻልኦት ሰባት ካብዝረኽቡዎ ኣገልግሎት ወይ ኣተሓሕዛ ዝተፈለየ ኣተሓሐዛ ክህልወካ ከሎ አዩ ) ብቐጥታ ወይ ኸኣ ብተዘዋዋሪ ኣፈላላይ ምስዝግበር ዝኾኑ ምኽንያታት ምስ ሓደ ምኽንያት ምርኵስ ኣሳቢብካ ዝገበር ግብረ መልሲ እዩ። ብመሰረት ሕጊ ንኣፈላላይ ዘስዕቡ ምኽንያታት ከም ጾታ፣ ክልተ ዓይነት ጾታ ብሓባር ዘለካ ሰብ ምዃን፣ ብሔር፣ ሓይማኖት ወይ እምነት፣

ኣካል ጉደሎ፣ ስነ ጾታዊ ድሌት ወይ ዕድመ እዮም። ኣብ መንጎ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ካብቶም ሸውዓተ ምኽንያታት ተጠቂሶም ዘለዉ ናይኣፈላላይ ምክንያት ሓደ ወይ ካብ ሓደ ንላዕሊ ምኽንያታት መሰረት ብምግባር ዝፍጠር ግርጭት ብናይ ሽወደን ሕጊ ተግባር ኣፈላላይ ዘይቕበሎ ሙካኑን ከም ገበን ከም ዝቁጸር ምፍላጥ ኣገዳሲ አዩ።

ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተው ክልተ ኣዋርሕ ምስቲ ማእከል ኣገልግሎት ብዘለካ ርክብ ዝኾነ ዓይነት ተግባር ኣፈላላይ ኣብዝባንካ ከምእትገበረ ትኣምን ዲካ?

እወ ኣይፋሉን

መልሲ ክህበሉ ኣይደልን

Q9

እቲ ዘጋጠመካ ኣፈላላይ ንክትጓነፉ መበገሲ ዝኾነ ምኽንያት እንታይ እዮ? ካብ አዞም ተዘርዚሮም ዘለዉ ኣማራጺታት ሓደ ወይ ከኣ ካብ ሓደ ንላዕሊ መልሲ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ።

ጾታ

ጾታዊ መንነት ወይ መግለጺ ብሔር

ሃይማኖት ወይ ካልእ እምነት ናይ ኣካል ጉዱለት

ስነ ጾታዊ ባህሪ ዕድመ

Q10

ብዛዕባ እቲ ፍጻመ ኣብቲ ማእከል ምስ ኣባል ስታፍ ተመያይጥካሉዶ ? እወ

ኣይፋሉን

መልሲ ክህበሉ ኣይደልን

Q11

ብዛዕባ እቲ ፍጻመ ወይ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ምስ ኣባል ስታፍ እቲ ማእኸል እንተድኣ ተዘራሪብኩምሉ ካብኡ ደሓር ኩነታትኩም ተመሓዪሹ ዲዩ?

እወ ኣይፋሉን

መልሲ ክህበሉ ኣይደልን

(4)

Q12

ናይ ድሕረ ባይታ ሕቶታት

ክንደይ ሳዕ ኢኻ ኣብቲ ቐትሪ ኣገልግሎት ዝወሃበሉ ማእከል እትኸይድ ? በብመዓልቱ

ኣብ ሰሙን ዝተወሰነ ግዜ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ኣብ ወርሒ ዝተወሰነ ግዜ ሓሓሊፈ

Q13

ነዞም ሕቶታት መልሲ ዝሃብካ ባዕልኻ ዲኻ?

እወ፤ ኩሉ ባዕለይ

ኣይፋሉን፣ ምስ ዓርኪ፣ ዘመድ ወይ ካልእ ሰብ ብሓባር መሊስናዮ ኣይፋሉን፣ ካልእ ሰብ መሊሱዎ

Complete

Thank you for completing this survey

References

Related documents

Мне важно, что могу посещать занятия в центре дневного пребывания по выходным. Мне важно, что могу посещать занятия в центре

Diskriminacija znači da se prema osobi postupa nepravedno (tj. ne postupa se na isti način kao prema ostalima) direktno ili indirektno, iz razloga povezanih sa bilo kojim od motiva

maalmeedkaxarunta ayaamaha fasaxa toddobaadka waa ii muhiim In la isiiyo waxqabad maalmeedka xarunta fiidadka waa ii muhiim Saameyn waan ku yeelan karaa howl-qabadyada laga bixiyo

Los motivos de discriminación según la ley son el sexo, la orientación o identidad de género transexual, el origen étnico, la religión o las creencias, la discapacidad, la

Brukarnas möjlighet att påverka vilka aktiviteter som ska finnas i dagverksamheten är det påstående där andel som instämmer skiljer sig åt mest mellan

Jag har förtroende för personalen Jag har haft möjlighet att påverka vilka Jag har möjlighet att påverka vilka. Jag vet vart jag ska vända mig med synpunkter och klagomål Jag

Jag har förtroende för personalen Jag har haft möjlighet att påverka vilka Jag har möjlighet att påverka vilka. Jag vet vart jag ska vända mig med synpunkter och klagomål Jag

Jag har förtroende för personalen Jag har haft möjlighet att påverka vilka Jag har möjlighet att påverka vilka. Jag vet vart jag ska vända mig med synpunkter och klagomål Jag